ኣንፈት ፖድካስት ኣብ ቀረባ እዋን…


  • ብሎግ ስለምንታይ?

    ብሎግ ብ መልክዕ ጽሑፍ ሓሳባት ዝግለጹሉን ናብ እቶም ሓሳባት ከገድስዎም ዝኽእሉ ሰባት ዝቐርቡሉን መንገዲ እዩ። ሰባት ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ብዙሕ ሓሳብ ክለዋወጡ ልሙድ ካብ ዝዀን ጸኒሑ ኣሎ። ይዂን እምበር ማሕበራዊ ሚድያ ብ ባህሪ ኡ ሓጸርቲ፣ ግዜያዊን ስምዒት ተንከፍን ሓሳባት ስለዘበረታትዕ ስፍሓትን ዕምቆትን ሓሳባት ንምትእንጋድ ብሎግ ካብ መጽሓፍ ቀጺሉ ህሓሸ መማረጺ እዩ።

  • ኣንፈት ሚድያ ፖድካስት ክጅምር ኣብ ምድላው

    ኣንፈት ሚድያ ፖድካስት ክጅምር ኣብ ምድላው ይርከብ።

This website uses cookies. By continuing to use this site, you accept our use of cookies. 

Scroll to Top